ሃገራዊ ደገፍ
BRIS 116 110
ደገፍ ብስልኪ ንንኡሳን ዕድመ። ኢመይል ምስዳድ ወይ ቻት ምግባር ይከኣል። ስምካ ምሕባእ ይከኣል’ዩ።
RFSL:s brottsofferjour 020-34 13 16
ደገፍ ብስልኪ ነቶም ንገበን ወይ ዓመጽ ዝተቓልዑ ሆሞሰክሽዋላት: ባይሰክሽዋላትን ትራንስ-ሰባት ወይ ኲር (queer)
Terrafem 020- 52 10 10
ደገፍ ብስልኪ ነቶም ንገበን ዝተቓልዑ። ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ደገፍ ምርካብ ይከኣል። ብናጻ ኢኻ ትዛረብ፤ እቲ ዝርርብ ከኣ ኣብ መኽፈሊ ስልኪ ኣይወጽእን’ዩ። ስምካ ምሕባእ ይከኣል’ዩ።
Brottsofferjouren 0200-21 20 19
ደገፍ ብስልኪ ነቶም ንገበን ዝተቓልዑ። ሽወደንኛ ዘይትኽእል እንተ ኾይንካ’ውን ክትድውል ትኽእል።